ብምትሕብባር ማሕበር መናኣሰይ ትግራይን DOC ብ ሓገዝ #CRS ዝተረኸበ ኣብ ከተማ #ኣኽሱም ናይ” ኣምባሳደራት ሰላም መናእሰይ’ (Youth Peace Ambassadors) ብዝብል ብዝዓባ ማሕበራዊ ምትእስሳርን ኣተኣላልያ ጎንፂ ኣመልኪቱ ናይ ተኸታታሊ ሰለስተ(3) ምዓልቲ ክወሃብ ዝፀነሐ ስልጠና ሎሚ ዕለት 02/08/16 ዓ/ም ተዛዚሙ።

Categories: UncategorizedTags:

Leave a Comment