መድረከኽ መዕበይ ግንዛበ ምክልኻል መዐወንቲ ዕፃት፣ ኣልኮላዊ መስተታትን ሕማም ኤችአይቪ ኤድስን ኣብ ከተማ #ዓዲ_ግራት ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ መድረኽ ብምትሕብባር ማሕበር መናእሰይ ትግራይን ቢሮ ጥዕና ትግራይ ዝተዳለወ እዩ።
~~~~~~~~~~~
ኣባላት ኣመራርሓ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ኩለን ወረዳታት ፣ ዞባታትን ክልል ስታፍን ትግራይ ዝሳተፍሉ ዘለዉ መድረኽ መዕበይ ግንዛበ ምክልኻል መዐወንቲ ዕፃት፣ ኣልኮላዊ መስተታትን ሕማም ኤችአይቪ ኤድስን ኣብ ከተማ #ዓዲ_ግራት ተጀሚሩ።
~~~~~~~~~~~~~
ኣብቲ መድረኽ ብሰንኪ ኹናትን ወራርን ትግራይ ብዝተፈጠረ ቀዉሲ ስዒቡ ናብ መዐወንቲ ዕፃትን ኣልኮላዊ መስተታት ዝኣቱ ዘሎ መንእሰይ ብዘሰክፍ ቁፅሪ ይዉስኽ ከምዘሎን በዚ ልክዕ ድማ ሕማም ኤችአይቪ ኤድስ እዉን ይስፋሕፋሕ ከምዘሎን ተሓቢሩ እዩ።
እቲ መድረኽ ንዝቕፅሉ 5ተ መዓልቲ ክፀንሕ እዩ።
Categories: UncategorizedTags:

Leave a Comment