ብምትሕብባር ማሕበር መናእሰይ ትግራይን ቢሮ ጥዕና ትግራይን ዝተዳለወ መድረኽ ኦሬንቴሽንን ስልጠናን ኣብ ከተማ ዓዲግራት ተጀሚሩ።

ኣብቲ ክልላዊ መድረኽ ካብ ኩለን ወረዳታትን ዞባታትን ትግራይ ዝተወከሉ 210 ኣመራርሓ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ይሳተፉ ኣለዉ። ነቲ መድረኽ ዝኸፈተ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ሰናይ ከሓሰ ፣ ኣብቲ ንሰለስተ መዓልቲታት ዝፀንሕ መድረኽ ፣ ግደ ወለንታውያን መናእሰይ ኣብ ምድንፋዕ ክረምታዊ ማእቶት

news details

መግለፂ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ብምኽንያት ዝኽሪ ስውኣት ትግራይ

ግብራዊ ቃል ፣እዋን ዝጠልቦ ውራይ!!! ህዝቢ ትግራይ በዓል ዋና ኣሸሓት ዓመታት ዘቑፀሩን መራኽቦ ጫፋት ዓለም ዝኾኑን ገዘፍቲ ስልጣነታት ፣ስነ-መንግስቲ፣ታረኽ፣ባህሊ፣ፖለቲካን ዲፕሎማስን እዩ። ብኻሊእ ወገን ድማ ህዝቢ ትግራይ፣ምስ ዘመናት እናተባረዩ ኣንፃር ህልውንኡ ዘቕንዑ ቅሉዓት ተፃብኦታት ፅንታን ግበታን ሓይልታት ውሽጥን ግዳምን ብመስተንክራዊ ፅንዓትን ጀግንነትን

news details

እዋናዊ መግለፂ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ

ህዝቢ ትግራይ፣ መቦቀልን ወናንን ወሎዶታት ተሳጊሮም እናተወራረሱ ዝመፁ ረዘንቲ ክብሪታት እዩ። እዞም ንፁር ዕላማ፣ፅንዓትን ተወፋይነትን፣ሓቂ፣ፍትሕን ርትዕን፣ሓልዮትን ምድግጋፍን ዝመትከሎም ንቡራት ክብሪታት ፤ተጋሩ ንኣሸሓት ዓመታት ከምሓደ ስድራ ኣተኣሳሲሮም ዘሊቖም እዮም። ይኹን እምበር ኣብ ትግራይ ዝተኣወጀ ኹናት ፅንተት ስዒቡ ብዝተፈጠረ ሓጓፍ ሰላምን ድሕንነትን፣ ፍትሕን

news details

መድረኽ መናእሰይ ትግራይ ሎሚ ዕለት 13/08/2016 ዓ/ም ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ይዝቲ ኣሎ።

መድረከኽ መዕበይ ግንዛበ ምክልኻል መዐወንቲ ዕፃት፣ ኣልኮላዊ መስተታትን ሕማም ኤችአይቪ ኤድስን ኣብ ከተማ #ዓዲ_ግራት ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ብምትሕብባር ማሕበር መናእሰይ ትግራይን ቢሮ ጥዕና ትግራይ ዝተዳለወ እዩ። ~~~~~~~~~~~ ኣባላት ኣመራርሓ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ኩለን ወረዳታት ፣ ዞባታትን ክልል ስታፍን ትግራይ ዝሳተፍሉ

news details

ኣብ ከተማ ኣኽሱም ናይ” ኣምባሳደራት ሰላም መናእሰይ’ (Youth Peace Ambassadors) ዝብል ስልጠና ተዋሂቡ።

ብምትሕብባር ማሕበር መናኣሰይ ትግራይን DOC ብ ሓገዝ #CRS ዝተረኸበ ኣብ ከተማ #ኣኽሱም ናይ'' ኣምባሳደራት ሰላም መናእሰይ' (Youth Peace Ambassadors) ብዝብል ብዝዓባ ማሕበራዊ ምትእስሳርን ኣተኣላልያ ጎንፂ ኣመልኪቱ ናይ ተኸታታሊ ሰለስተ(3) ምዓልቲ ክወሃብ ዝፀነሐ ስልጠና ሎሚ ዕለት 02/08/16 ዓ/ም ተዛዚሙ።

news details

ኣብ ከተማ #ሽረ ናይ” ኣምባሳደራት ሰላም መናእሰይ’ (Youth Peace Ambassadors) ዝብል ስልጠና ተዋሂቡ

ብምትሕብባር ማሕበር መናኣሰይ ትግራይን DOC ብ ሓገዝ #CRS ዝተረኸበ ኣብ ከተማ #ሽረ ናይ'' ኣምባሳደራት ሰላም መናእሰይ' (Youth Peace Ambassadors) ብዝብል ብዝዓባ ማሕበራዊ ምትእስሳርን ኣተኣላልያ ጎንፂ ኣመልኪቱ ናይ ተኸታታሊ ሰለስተ(3) ምዓልቲ ክወሃብ ዝፀነሐ ስልጠና ሎሚ ዕለት 05/08/16 ዓ/ም ተዛዚሙ።

news details

መድረከኽ መዕበይ ግንዛበ ምክልኻል መዐወንቲ ዕፃት፣ ኣልኮላዊ መስተታትን ሕማም ኤችአይቪ ኤድስን ኣብ ከተማ ዓዲ_ግራት ይሳለጥ ኣሎ

እቲ መድረኽ ብምትሕብባር ማሕበር መናእሰይ ትግራይን ቢሮ ጥዕና ትግራይ ዝተዳለወ እዩ። ~~~~~~~~~~~ ኣባላት ኣመራርሓ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ኩለን ወረዳታት ፣ ዞባታትን ክልል ስታፍን ትግራይ ዝሳተፍሉ ዘለዉ መድረኽ መዕበይ ግንዛበ ምክልኻል መዐወንቲ ዕፃት፣ ኣልኮላዊ መስተታትን ሕማም ኤችአይቪ ኤድስን ኣብ ከተማ ዓዲ_ግራት ተጀሚሩ።

news details